Wedding
/ Services / Wedding

ሕጊ ስርዓተ ተኽሊሠ(መርዓ)


አáˆáˆ‹áн ድሠብመáˆáŠ­á‹‘ ሰብ áˆáŒ áˆ¨á¡á¡ ተባዕታይን ኣንስታይን ጌሩ ድማ áˆáŒ áˆ®áˆá¡á¡ አáˆáˆ‹áн ካኣ ባረኾሠእሞ áረዮን ተባá‹áˆ‘ን ንáˆá‹µáˆª ክኣ áˆáˆáŠ¥á‹‹áŠ• áˆáˆˆáŠ½á‹‹áŠ• በሎáˆá¡á¡ ኦሪት ዘáጥረት 1 27á¡ 28
ስርዓተ ተኽሊሠ(መርዓ) ክáጽሙ á‹á‹°áˆá‹© ኩሎሠአመንቲ ናይ ኤርትራ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ቅድሚ 3 ወርሒ ንካህንን áŠ•áŒ¸áˆ“áŠ áˆ°á‰ áŠ» ጉባኤንቤተክርስትያን ከááˆáŒ¡ á‹­áŒá‰£áŠ¥á¡á¡
ናይ ኤርትራ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ስርዓተ ተኽሊሠ(መርዓ) አብ ጊዜ ጾሠ(7 ኣጽዋማት) ብáጹሠአይተáቀድን እያá¡á¡ 7 ኣጽዋማት á‹á‰ áˆƒáˆ‰ ድማ እዞሠá‹áˆµá‹•ቡ እዮáˆá¡á¡ ጾመ አርባዓᡠጾመ ድሕáŠá‰µ (ዓርቢን ሮቡዕን)ᡠጾመ áŠá‰¥á‹«á‰µá¡ ጾመ ሃዋርያትᡠጾመ áŠáŠá‹Œá¡ ጾመ ገሃድᡠጾመ ááˆáˆ°á‰³á¡á¡ ንá‹á‹«á‹³ ሓበሬታ ማዓáˆá‰³á‰µ ጾሠንካህናትን አገáˆáŒáˆá‰² ቤተ ክርስትያንን ሓቲትካ áˆáላጥ ይከኣáˆá¡á¡
ስርዓተ ተኽሊሠ(መርዓ) ክáጽሙ á‹á‹°áˆá‹© ኩሎሠአመንቲ ናይ ኤርትራ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ቅድሚ 1 ወርሒ ሰለስተ መሰኻኽር ሒዞሠመጺኦሠቅድሚ ሕጂ ቃሠኪዳን ከáˆá‹˜á‹­áŠ£áˆ°áˆ© አብ ቅድሚ ካህን ከመስክሩ ይሕተቱá¡á¡  
ናይ ኤርትራ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ስርዓተ ተኽሊሠ(መርዓ) ቅድሚ ሕጂ ቃሠኪዳን ንዘይኣሰሩ እáˆá‰ áˆ­ ካáˆáŠ£á‹­ ቃሠኪዳን ከተእስር ኣይትኽእáˆáŠ•á¡á¡
ስርዓተ ተኽሊሠ(መርዓ) ክáጽሙ á‹á‹°áˆá‹© መጻáˆá‹² (መርዓትን መርዓá‹áŠ•) áŒá‰¡áŠ¥ ትáˆáˆ…ርቲ ብኣገáˆáŒˆáˆá‰² ቤተክርስትያን áˆáˆµáˆ¨áŠ¸á‰¡áŠ• áŒá‰¡áŠ¥ ትáˆáˆ…ርቲ ወሲዶሠብካህን áˆáˆµá‰°áˆ˜áˆµáŠ¨áˆ¨áˆŽáˆáŠ• ጥራይ ቃሠኪዳን ይኣስሩá¡á¡
ንተወሳኺ እዞሠá‹áˆµá‹•ቡ áˆá‹•ራá‹á‰µ ብዛዕባ ስርዓተ ተኽሊሠከተንብቡ ትኽእሉá¡á¡
እብራá‹á‹«áŠ• 13á¡4
ማቴዎስ 19:4-6
ኤáŒáˆ¶áŠ• 5á¡ 25-32
ቀዳማይ ቆሮንቶስ 7 10-11

image


ቅ. ጴጥሮስ ዎ ቅ. ጳá‹áˆŽáˆµ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን, ሻርሎት


Address: 12320 Idlewild Rd, Matthews, NC 28105


image

SS Peter & Paul Eritrean Orthodox Church
ቅ. ጴጥሮስ ዎ ቅ. ጳá‹áˆŽáˆµ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን 
12320 Idlewild Rd, Matthews, NC 28105