Funeral/Memorial Service
/ Services / Funeral/Memorial Service

ስነ ስርዓት ቀብሪ


ምውታትካ ህያዋን ክኾኑ ሬሳታተይ ካአ ክትንሳኡ እዮም፡፡ አውልኻ አውሊ ብርሃን እዪ፡፡ ምድሪውን ንምውታት ከትውጻኦም እያሞ አቱም አብ ሓመድ እትነብሩ ንቕሑ እልል ካኣ በሉ፡፡ ኢሳ 26፡ 19
መድሓኒኣለም ናይ ኤርትራ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ስነ ስርዓት ቀብሪ ንኹሎም መእምናን ትፍጽም፡፡
ስድራቤት መዋቲ ብዛዕባ ግቡእ ጸሎተ ፍትሓትን ቀብሪን ምስ ካህናት አብ ጊዜኡ ክመያየጡ ይግባእ፡፡
አብ መድሓኒኣለም ናይ ኤርትራ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ስነ ስርዓት ቀብሪ ይኹን ሓዘን ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብካህናትን ዲያቆናትን ጥራሕ ይዋሃብ፡፡
ኣብ ሰነ ስርዓት ቀብሪ ናይ ኤርትራ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ሬሳ ከፊትካ ምርኣይ አየፍቅድን እዪ፡፡
ንተወሳኺ እዞም ዝስዕቡ ምዕራፋት ብዛዕባ ሞትን ትንኣኤ ሙታንን ከተንብቡ ትኽእሉ፡፡
ኢሳያስ 53፡5 
ሮሜ 5:8-10 
ዮሃንስ 19፡ 38-42
ቀዳማይ ቆሮንቶስ 15 20-23


ቅ. ጴጥሮስ ዎ ቅ. ጳውሎስ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን, ሻርሎት


Address: 12320 Idlewild Rd, Matthews, NC 28105


image

SS Peter & Paul Eritrean Orthodox Church
ቅ. ጴጥሮስ ዎ ቅ. ጳውሎስ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን 
12320 Idlewild Rd, Matthews, NC 28105

" data-"1500"]; ?>" data-offset="150"><"fas fa-chevron-up"n']; ?>" style="line-height: 48px;">